(ብጾታዊ ሕማማት ንኽሓምም ካብ ካልኦት ዝገደደ ዕድል ዶ ይህልወኒ(ኣወዳት
ናይ ጾታዊ ሕማማትን ኤድስን ብጾታዊ ርክብ ክመሓላለፉ ይኽእሉ፡ናብ ብልዕቲ ብምእታው ፡ናብ መዓኮርን ኣፍን፡ስለዚ ኩልና ኣብ ክንጥቃዕ ንኽእል ኢና ፡እንተደሊና ገዛእ ርእስና ንጥዕናና ክንከላኸል ንኽእል ኢና
ቫይረስ HPV ወይ ኢፒሎማ እንታይ እዩ?
እዚ ቫይረስ ሃፐፒሎማ (HPV)ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ኮይኑ ንደቂ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ከኣ ይሃሲ ፡ኣብ መንእሰያት ልሙድ ተርእዮ እዩ ዳርጋ 80% ከኣ ኣብ መንእሰያት ይረአ;ልዕሊ 100 ዝኾኑ
ተለኺፈ ከይ ከውን እጠራጠር እንተኾይነ መዓስ ክምርመር ኣሎኒ
ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ብኹሉ ዓይነት ጾታዊ ርክብ ብብልዕቲ ብመዓክር ወይ ብኣፍ ይመሓላለፍ፡ስለዚ ከኣ ብናይ ሓደ ግዜ ርክብ ክመሓላለፍ ተኽእሎ ኣሎ።ስለዚ እቲ ሕማም ካብ ሓደ
ሓበሬታ ብዛዕባ ክታበት ንምክልኻል ቫይረስ ሃፕፒሎማ
ቫይረስ HPV ወይ ኢፒሎማ እንታይ እዩ? እዚ ቫይረስ ሃፐፒሎማ (HPV)ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ኮይኑ ንደቂ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ከኣ ይሃሲ ፡ኣብ መንእሰያት ልሙድ ተርእዮ እዩ ዳርጋ 80%
ቫይረስ ሃፕፒሎማ ዝበሃል እንታይ እዩ
እዚ ሃፕፕሎማ ዝበሃል ቫይረስ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ኮይኑ ኣዝዩ ሓደገኛን ግኑንን እዩ ንደቂ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ከኣ የጥቅዕ።ኣብ መንእሰያት ዘሎዎ ጽልዋ ዳርጋ 80% ይበጽሕ።ልዕሊ 100 ዝኾኑ
ሓፈሻዊ – ጾታዊ ሕማማት
ጾታዊ ርክብ ካብቲ ሓደ ካብ ህወትና ዘይፍለ ኣገዳሲ ነገር እዩ፡ከምኡ ውን ገለ ክፋል ናይ ኣካላውን ስነሓሳባውን ጥዕናና ዘይፍለዩ እዮም።ኣብ ሂወትና ብዙሕ ናይ ጾታዊ ርክብ ተመክሮታት
ብምፍሳስ ዝልለዩ ጾታዊ ሕማማት
ከላመድያ ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ልሙዳት ዝኾኑ ጾታዊ ሕማም እዩ፡ብፍላይ ከኣ ኣብ ክሊ ዕድመ 15-25 ዘሎዉ ።ካብ ክላመድያ ትራኮማቲስ ዝበሃል ባክተርያ ከኣ ይመጽእ፡ እዚ ባክተርያ እዚ
ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ብምልክታት ኣብ ጾታዊ ኣካላት ግን ዘይብሎም
ኤድስ-ናይ ተጻዋርነት ዓቕሚ ዘዳኽም ምልክታት እዚ ሕማም እዚ ብHIV(Human immune deficiency virus)ዝመጽእ እዩ-እዚ ሕማም እዚ ከኣ ነቲ ናይ ምጽዋር ዓቕሚ ክሳብ ናይ መወዳእታ ደረጃ ክሳብ
ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ከም ዝተጠቓዕኩም ብኸምይ ትፈልጡ
ናይ ጾታዊ ርክብ ሕማማት ብኹሉ ዓይነት ጾታዊ ርክብ እዮም ዝመሓላለፉ-ብብልዕቲ፡ብመዓኮር ብኣፍ፡ከምኡ ውን ብሓደ ግዜ ምትንኻፍ ይመሓላለፉ፡እቲ ናይ ምምሕልላፍ ደረጃታት ካብ ሕማም ናብ ሕማም ዝተፈላለየ እዩ።
ተለኺፈ ከይ ከውን እጠራጠር እንተኾይነ መዓስ ክምርመር ኣሎኒ
ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ብኹሉ ዓይነት ጾታዊ ርክብ ብብልዕቲ ብመዓክር ወይ ብኣፍ ይመሓላለፍ፡ስለዚ ከኣ ብናይ ሓደ ግዜ ርክብ ክመሓላለፍ ተኽእሎ ኣሎ።ስለዚ እቲ ሕማም ካብ ሓደ
ኣዝዮም ኣገደስቲ ሓቅታት ብዛዕባ ጥንሲ ናይ ጎርዞ
ክትጠንስ ምኽኣል ሓደ ህያብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ተፈጥሮ ዝተቐበላኦ እዩ፡እዚ ናይ ሂወት ናይ ምፍጣር ተመኩሮ እዩ።እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ኣብዘይግዚኡ ጥንሲ እንተሒዝኪ ከኣ ካልእ
(ጥንሲ ምውላድን ጾታዊ ኣካላትን(ጛል ኣንስተይቲ
ግዜ ጥንሲ እቲ ቕዱስ ዝበሃል ግዜ እዩ ኣብ ምምጻእ ሂወት ከም ማለት እዩ።ኣዝዩ ብርቱዕ ስምዒት ዝፈጥር ነገር እዩ፡እዚ ሆርሞን ውን የልዕል እዩ።ኣብዘመና እንሰምዖም ነገራት ማለት
ዘይትፈልጦም ነገራት ብዛዕባ መትሎኻ
1.ምእንቲ ከተውትሮ ከተቕንዖ ይግባእ።ወዲ ተባዕታይ ስሩዕ ዝኾነ መትሎ ምቕናዕ ክህልዎ ይግባእ፡እዚ ከኣ ጥዕና ናይ መትሎኡ ንምሕላው እዩ።መትሎ እኹል ኣየር ክረክብ እንተኾይኑ ክወትርን ክቐንዕን ኣሎዎ፡ኣየር ንመትሎ
ጾታዊ ርክብ ደቂ ኣንስትዮ።
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮን ኣካላተንን ሕዳር 2015 “ኣብ ገዛ ፡ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ምዝራብ ዳርጋ ተሓቢእካ እዩ ነይሩ፡ምሉእ ብምሉእ ከይተኸደንካ ኣብ ጥቓ ኣቦኻ ኣዴኻ ኣሕዋትካን ምንቅስቓስ ዳርጋ
ብምልክታት ናይ ቆርበት ዝፍለጡ ሕማማት
ፍንጣጣ ፍንጣጣ ብትሮፐኖማ ፓሊዱም ዝበሃል ባክተርያ ዝመጽእ ጾታዊ ሕማም እዩ።እዚ ሕማም እዚ ንገለ ምልክታት ይመጾም እዩ ንገለ ከኣ ኣይረኣዮምን ማለት እዩ።እዚ ፍንጣጣ ንኸተላልዮ እቲ ዝተሓተ
ኣቃውማ ጾታዊ ኣካላት ናይ ወዲ ተባዕታይ
ፍሕኛ .ናይ መፈላልዮ ኣዕጽምቲ መትሎ .ኢምብሮይደሪ .ሞልዲንግ/ናይ ፈሳሲ .ዕልቦ ናይ ሽንቲ ትቦ ሲግሞይድ ኣንፈ መዓንጣ ስፐርም ቫስ ደፈረንስ ፕሮስተት ኮፐር ግላንድስ መሃንቱስ/መዓኮር ሻምብቖ ናይ ዘርኢ
ኩሉ ሰብ ክጥቓዕ ይኽእል ድዩ ወይስ ኣብ ሓደጋ ዘሎዉ ፍሉያት ሰባት ኣሎዉ
ዝተፈላለዩ ጾታዊ ሕማማትን ኤች ኣይቪ ኤድስን ብዝተፈላለየ ዓይነት ጾታዊ ርክብ ይመሓላለፉ -ብፍላይ ብብልዕቲ ብመዓኮር ከምኡ ውን ብኣፍ ዝግበሩ ርክባት ይመሓላለፍ፡ኩልና ነቲ ሕማም ክንቃላዕ ንኽእል ኢና
ናይ ጉብዝና ዕድመ
ኣብ ጉብዝና ዕድመ ከምዘሎኹም ኣቐዲምኩም ፈሊጥኩም ኣሎኹም፡ምኽንያቱ ገለ ካብ ዓበይቲ ሰባት ገለ ቃላት ወርዊሮምልኩም ይኾኑ፡ጽቡቕ ! ንዕድመይ መግለጺ ኣሎዎ”።እዚ እንታይ ይሕግዘኒ?”ጽቡቕ ሕቶ፡ናይ ቃላት መግለጺ ኣይኣኽለካን
ኣልኮሆልን ሓሽሽን-ደቂ ኣንስትዮ
ሰክስን ኣልኮሆልን ሓሽሽን ኣድላይነት ናይ ኣልኮል ኣብ ሂወትና ዳርጋ ገለ ክፋል መዘናግዒና ተቐይሩ ኣሎ፡እዚ ጽቡቕ ተግባር ድዩ ወይስ ሕማቕ ?ንኽትፈርድ ከቢድ እዩ።ኣልኮል ብዓቐን ምስታይ ገለ
ኣልኮልን ሓሽሽን-ኣወዳት
ናይዚ ኣርእስቲ ምኽሪ፡ሓሶት ናይ ኣልኮል ኣድላይነት ናይ ኣልኮል ዳርጋ ገለ ክፋል መዘናገዒና ተቐይሩ ኣሎ፡እዚ ጽቡቕ ተግባር ድዩ ወይስ ሕማቕ ?ንኽትፈርድ ከቢድ እዩ።ኣልኮል ብዓቐን ምስታይ ገለ
ኮንዶም መዓስ ክወጽእ ከምዘሎዎ ብኸመይ ትፈልጥ
ቫይረስ HPV ወይ ኢፒሎማ እንታይ እዩ? እዚ ቫይረስ ሃፐፒሎማ (HPV)ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ኮይኑ ንደቂ ተባዕትዮን ኣንስትዮን ከኣ ይሃሲ ፡ኣብ መንእሰያት ልሙድ ተርእዮ እዩ ዳርጋ 80%
ንዓኻ ዝበለጸ መከላኸሊ ምኻኑስ ብኸመይ ትፈልጥ
ኩልና ደስ ዘብል ጾታዊ ርክብ ክህልወና ንደሊ ንኸውን ፡ንስኻ ውን ብርግጽ ትደልሊ ትኸውን ፡ሓቂ ድዩ?ጎድኒ ጎድኒ እዚ ከኣ ናይ ጾታዊ ሕማማት ከም በዓል ኤች ኣይ
ንዓኻ ዝበለጸ መከላኸሊ ኣየናይ ምኻኡ ብኸመይ ትፈልጥ
ኩልና ደስ ዘብል ጾታዊ ርክብን ጥዕናኡ ዝሓለወን ክህልወና ንደሊ ኢና ።ንስኻ ውን ብርግጽ ትደሊ ትኸውን፡ ሓቒ ድዩ?ምስኡ ብተማሳሳሊ ከኣ ብዛዕባ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ከም
ብዛዕባ ሊቪኒስኪ ጥዕና ማእከል
ብዛዕባ ሊቪኒስኪ ጥዕና ማእከልאודות מרפאת לוינסקי ጥዕና ማእከል ሊቪኒስኪ ናይ ኣውራጃ ተልኣቢብ ናይ ማሕበራዊ ጥዕና ማእከል ኮይኑ ብዛዕባ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ኣብ ምርካብን ምፍዋስን
ቅድሚ ንHIV(PrEP)ምጥቃዕካ መከላኸሊ መድሓኒት
ቅድሚ ንHIV(PrEP)ምጥቃዕካ መከላኸሊ መድሓኒት መእተዊ ኣብ ሓምለ 2015 ኣብ ዝተገብረ ጸብጻብ 34 ሚልዮን ደቂ ሰባት ብHIV ተታሒዞም ከምዘሎዉ ተረጋጊጹ።ካብ ኤች ኣይ ቪ ክንከላኸለሎም እንኽእል መንገድታት