ለቪንስኪ ክሊኒክ ንብፍንዉ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ኤች ኣይ ቪ ኤይድስን ናይ
ነጻ ኣገልግሎት መርመራ ብዘይ ዶክተር ይህብ። ዝኾነ ዓይነት ናይ ብፍንዉ ጾታዊ ርክብ
ዝመሃላለፉ ሕማማት ምልክታት ንዘለዎ ሰብ ኣብ ዶክተር ዝርከበሉ መዓልታት ደዊሉ ቆጸራ
ክሕዝ ይከኣል እዩ። ብምልክታት ናይ ብፍንው ጾታዊ ርክብ ትሳቐ እንተሃሊኻ ወይውን ፍንው
ጾታዊ ርክብ እንተጌርካን ኣብዞም ዝስዕቡ መዓልታት መጺኻ ክትምርመር ይከኣል ኢዩ።
מיקום המרפאה: רחוב לוינסקי 108, בתוך התחנה המרכזית החדשה, בקומה 5, חנות 5531 טלפון: 03-5373738